አዛ ኣፕ ፊደላት፡ ኣሃዛት፡ ሰላምታ፡ ዕዳጋ፡ ኣዋርሕ፡ ኣገላልጻ ሰባት፡ ወቕትታትን ኩነታት ኣየርን ካልእን ትሕዝቶታት ብቛንቓ ጀርመንን ትርጉሞም ብ ትግርኛን ሓዚላ ትርከብ። አዛ ኣፕ ኣብ ቐጻሊ ምዕባለ አያ ትርከብ። ስለዚ ቐጻሊ ሓድሽ ትሕዝቶታት ክውሰኻ አዩ። ዝኾነ ርእይቶ ምስዝህልወኩም ብ alemeyapp@gmail. com ርኸቡና።. This App helps you teach yourself the basic German in Tigrigna language. Deutsch Grammatik lernen.
댓글